لمحة عن Digital ትግርኛ
ትሕዝቶ ናይዚ መርበብ ሓበሬታና፡ ንቋንቋን ንታሪኽን ንባህልን ጥራይ ዚምልከት እዩ።
. ጸሓፍትን ንትምህርትን ስነቃላትን ባህልን ዚምልከት ሰፊሕን ዓሚቝን ኣበርክቶ ስለ እተገብረ ኢዩ።
እምበኣር እቶም ኣብ ናይ ሓበሬታ መርበብና ዝቐርቡ መጻሕፍቲ፡ ነዚ ሓቅታት ዘረጋግጹ ኣብ ልዕሊ ምዃኖም፡ ንተመራመርትን ምሁራትን ቋንቋን ስነጽሑፍን ትግርኛ ከም መሳርሒ ኮይኖም ንምግልጋል ከም ከም ክንሕብር ንፈቱ
'ዚ፡ ሓደ በጻሒ ነቶም ኣብ ወብሳይትና ብምእታው ካብቶም ቀሪቦም ዘለዉ መጻሕፍቲ ንኣስታት 45 ደቓይቕ ምስ ዘንብብ ወይ ነቲ እተቐርጸ ሰነዳት ዚሰምዖ፡ ንተወሳኽን ንዝዓሞቐን ምርምር ከሰጉሞ ዚኽእል ናይ ትግርኛ ስነ-ጽሑፍን ምዕባለኡን እኹል ፍልጠት ከም ዚህሉዎ ብተኣማንነት ነረጋግጽ።
እምበኣር፡ ንኹሎም በጻሕቲ መርበብ ሓበሬታና፡ ናይዞም መሃርትን ኣዕንቲ ዝኸፍቱን ሰነዳት ብምውካስ ሰናይ ናይ ምንባብን ምስማዕን ግዜ ንምነየሎም።
፥ ንስኻ ከም ውልቀ ሰብ መጠን 10 ብምኽፋል ጥራይ ንሓደ ዓመት ኣባል ትኸውን፡ ከተንብብን ክትሰምዕን ድማ ትኽእል!
يتعامل محتوى هذا الموقع فقط مع: اللغة والتاريخ والثقافة.
إذا كانت التيغرينيا قد وصلت إلى المرحلة التي هي عليها الآن ، فذلك بسبب ما تم تحقيقه سابقًا خلال المائة عام الماضية من خلال البحث والدراسات الدقيقة وإنتاج الأعمال الأدبية في شكل كتب مقدسة وروايات وكتب مدرسية ودوريات. من قبل العديد من الباحثين والعلماء والمؤلفين والمؤسسات ، بما في ذلك إنتاج الكتب المدرسية المختلفة والروايات والمسرحيات والمعاجم من قبل الجبهة الشعبية لتحرير إريتريا أثناء الكفاح المسلح الإريتري.
وبالتالي ، فإن الكتب والوثائق التي تظهر في موقعنا الإلكتروني تدعم هذه الحقائق ولا غنى عنها للباحثين والعلماء في اللغة التيغرينيا.
في هذه المرحلة يمكننا أن نقول على وجه اليقين أن أي شخص يقضي حوالي 45 دقيقة يوميًا في تصفح الكتب في موقعنا على الويب أو الاستماع إلى الكتب الصوتية ، يمكنه ، بالإضافة إلى متعة القراءة والاستماع ، فهم اللغة والأدب التيغرينية بشكل كافٍ المضي قدما لمزيد من الأنشطة البحثية أعمق.
نتمنى لجميع زوار موقعنا وقت قراءة واستماع مفيد للغاية وممتع ومفتوح للعين.
الدفع: من خلال دفع 10 يورو ، يمكنك ، كفرد ، أن تصبح عضوًا لمدة عام واحد مع الاستفادة من قراءة كتبنا ووثائقنا والاستماع إليها!

المزيد